VOATigrigna

VOATigrigna

4.7K subscribers

Verified Channel
VOATigrigna
VOATigrigna
January 29, 2025 at 01:55 PM
▶🇮🇳 ኣብ ሰሜናዊ ወገን ህንዲ ኣብ ዝብዓል፡ ንግደት ኣመንቲ ሂንዱ ኣብ ዝዀነ ማሃ-ኩማህ ብዝተፈጥረ ጽቕጥቅጥ ብውሑዱ 40 ሰባት ምማቶም ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ሓደጋ፡ ነጋድያን ናብቲ ቅዱስ ዝብሃል ፈለግ ንምዝላል ሓጹር ፈንጢሶም ክሓልፉ ኣብ ዝተፈተንሉ እዋን’ዩ ኣጋጢሙ።⤵️https://www.facebook.com/share/r/12FRHkTnd7a/. ንዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD209

Comments