VOATigrigna
January 29, 2025 at 02:29 PM
🇰🇷ንኣባላት በረራ ሓዊስካ 176 ሰባት ሒዛ ዝነበረት፡ ንብረት ኣየር-ቡሳን ዝዀነት ነፋሪት፡ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ደቡብ ኮርያ ቅድሚ ምንቃላ ተባሪዓ። እታ ነፋሪት ብቕድሚኣ ወገን ሓዊ ነኺሳ ክትቃጸል ምስ ጀመረት፡ ኣብኣ ዝነበሩ ኵላቶም ብሰላም፡ በቲ ናይ ህጹጽ እዋን መንገዲ ኣቢሎም ምውጻኦም ሰብ-መዚ ትራንፖርት ደቡብ ኮርያ ገሊጾም።⤵️https://tigrigna.voanews.com/a/7955234.html
ንዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD209
👍
1