VOATigrigna

VOATigrigna

4.7K subscribers

Verified Channel
VOATigrigna
VOATigrigna
January 30, 2025 at 01:40 PM
🇺🇸▶🇺🇸 ሓደጋ ነፈርቲ ዋሺንግተን ዲሲ -- ዝደሓኑ ተሳፋርቲ ዘለዉ ኣይመስሉን ረቡዕ ምሸት ወታሃደራዊት ሀሊኮፕተርን ንብረት መንገዲ ኣየር ኣመሪካን ዝዀና ነፈርቲ ኣብ ከባቢ ማዕርፎ ነፈርቲ ሬጋን ድሕሪ ምግጫወን፡ ድሕሪ’ቲ ሓደጋ ብህይወት ዝወጽአ ክህሉ ከም ዘይክእል ሓሙስ ንግሆ ኣብ ዝተዋህበ ጋዜጣዊ መግለጺ ተሓቢሩ። እታ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት 60 ተጓዓዝቲን ኣርባዕተ ኣባላት በረራን ዝሓዘት ክትከውን እንከላ፡ እታ ሀሊኮፕተር ድማ ሰለስተ ሰባት’ያ ሒዛ ነይራ።⤵️https://www.facebook.com/share/r/1BDp2hBa5i/ ንዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD209
👍 ❤️ 3

Comments