VOATigrigna
January 30, 2025 at 03:54 PM
🇪🇹➡ 🇪🇹 ባይቶ ወከልቲ ኢትዮጵያ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ሓዲሽ ሓላፊ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ሸይሙ። ነቲ ባይቶ መብርሂ ዝሃበ ኣፈጉባኤ ባይቶ ኣቶ ታገሰ ጫፎ፡ ኮሚሽነር ብርሃኑ ኣዴሎ ብዙሓት ዝተወዳደርሉ መስርሕ ሓሊፉ ዝተዓወተ ክብል መስኪርሉ።⤵️https://tigrigna.voanews.com/a/new-ehrc-chief/7956953.html?utm_medium=social-media&utm_campaign=ethiopiaehrc-new-chief&utm_source=wechat. ዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD209
👍
1