VOATigrigna

VOATigrigna

4.7K subscribers

Verified Channel
VOATigrigna
VOATigrigna
January 30, 2025 at 04:50 PM
🇪🇹🇪🇷 “ጀበና” ዝተሰምየ ንመጻምድቲ ብመንገዲ ኢንተርነት ንምርኻብ ዝዓለመ መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ ከም ዘሎ’ዩ ሓደ ካብቶም መሰረትቲን ዋና ኣካይዲ ስራሕን ዝዀነ ሄኖክ ዮሃንስ ዝሕብር። ኣብ 2019 ዝጀመረ መትግበሪ፡ ካብቲ ባህላዊ ኣገባባት መላለዪ ንፍቕሪን መጻምድቲን ውጽእ ኢሉ፡ ብሕልፊ ነቶም ኣብ ወጻኢ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓደ መድረኽ ንምፍጣር ዝተበገሰ’ዩ። ⤵️https://tigrigna.voanews.com/a/jebena-app-interview/7957004.html ዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD209

Comments