
VOATigrigna
January 30, 2025 at 05:28 PM
🔵ኣብ ዝድሓረ ምልውዋጥ እሱራት፡ ሓማስ ሸሞንተ ጅሆ ዝሓዞም ክለቅቕ ከሎ፡ እስራኤል 110 ፍልስጤማውያን እሱራት ክትፈትሕ ትጽቢት ይግበር ኣሎ። እዚ ናይ ሎሚ ምልውዋጥ እሱራት ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ስምምዕ ምቁራጽ ተኹሲ ካብ ዝግበር ሳልሳይ ጊዜ'ዩ ተኻይዱ። እቶም ሎሚ ዝተለቐቑ ጅሆ፡ እስራኤላውያንን ደቂ ታይላንድን`ዮም።⤵️https://tigrigna.voanews.com/a/gaza-hostage-exchange/7957067.html. ዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD209
❤️
1