VOATigrigna

VOATigrigna

4.7K subscribers

Verified Channel
VOATigrigna
VOATigrigna
February 3, 2025 at 01:35 PM
🇸🇴▶🇸🇴 ሓይልታት ጸጥታ ሶማልያ ኣንጻር ዳዒሽ ዘካይድዎ ሓለዋን ክትትልን ኣሓይሎም ቀጺሎም ኣለው ንኣስታት ሓደ ወርሒ ሓይልታት ጸጥታ ፑንትላንድ ኣብ መሕብኢ ቦታ ዳዒሽ ዝበልዎም ከባቢታት ስርሒት ብምክያድ ንገለ ቦታታት ምቁጽጻሮም ሓቢሮም ኣለው። ሰበ-ስልጣን ሶማልያ ቁልፊ ቦታታት ዝበልዎም ቦታታት ዳዒሽ ነፈርቲ ኲናት ኣመሪካ መጥቃዕቲ ምፍጻመን ገሊጾም። ፕረ.ትራምፕ ብቐዳም ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ'ውን ነቲ መጥቃዕቲ ኣረጋጊጾም ኣለው።⤵️ዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD209

Comments