VOATigrigna

VOATigrigna

4.7K subscribers

Verified Channel
VOATigrigna
VOATigrigna
February 3, 2025 at 02:32 PM
🇪🇹ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣማኻሪ ካውንስል መስሪቱ። ኣብ ምስረታ እዚ ካውንስል ዝተረኽበ ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ንስራሓት እቲ ምምሕዳር ክቆጻጸርን ክከታተልን ምዃኑ ኣመልኪቱ። ኣብዚ ካውንስል ውድባት ዓረና፡ ውድብ ናጽነት ትግራይ፡ ዓሲምባን ኣኽሱማውያን ክሳተፉ እንከለዉ፡ ሳልሳይ ወያነን ንዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓትን ግን ተቓዊሙዎ ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ ተኸታተሉ።⤵️https://www.facebook.com/share/r/15rptHAvkr/. ⤵️ዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD20

Comments