VOATigrigna

VOATigrigna

4.7K subscribers

Verified Channel
VOATigrigna
VOATigrigna
February 3, 2025 at 02:36 PM
🎤🎼ኣብ ኣመሪካ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ከተማ ሎስ-ኣንጀለስ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ መበል 67- ዓመታዊ ሽልማት ግራሚ ቢዮንሰ “ካውቦይ ካርተር” ብዝብል ኣልቡም ኦፍ ዘ ይር ማለት ናይ ዓመት’ዚ ዝበለጸ ኣልቡም ብምዃን ተዓዋቲት ኮይና። ከንድሪክ ላማር ከኣ ኖት ላይክ አስ “Not Like Us,” ብትብልን ነቲ ምስ ብፃዩ ራፐር ድረክ ንዝነበረ ምስሕሓብ ዘግደደትን ደርፉ ተዓዋቲ ናይዚ ዓመት’ዚ ሽልማት ግራሚ ኮይኑ’ሎ። ⤵️ዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD20
🥹 1

Comments