VOATigrigna
February 3, 2025 at 03:26 PM
🇺🇸ኣብ ኣመሪካ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ከተማ ሎስ-ኣንጀለስ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ መበል 67- ዓመታዊ ሽልማት ግራሚ ቢዮንሰ “ካውቦይ ካርተር” ብዝብል ኣልቡም ናይ ዓመት’ዚ ዝበለጸ ኣልቡም ብምዃን ተዓዋቲት ኮይና።
ከንድሪክ ላማር ከኣ ኖት ላይክ አስ “Not Like Us,” ብትብልን ነቲ ምስ ብፃዩ ራፐር ዴረክ ንዝነበረ ምስሕሓብ ዘግደደትን ደርፉ ተዓዋቲ ናይዚ ዓመት’ዚ ሽልማት ግራሚ ኮይኑ’ሎ። ⤵️https://tigrigna.voanews.com/a/grammy-67-awards/7961046.html?utm_medium=social-media&utm_campaign=usa67th-grammy-award&utm_source=whatsapp. ⤵️ዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD20
⌛️
👍
2