VOATigrigna

VOATigrigna

4.7K subscribers

Verified Channel
VOATigrigna
VOATigrigna
February 3, 2025 at 04:02 PM
🇺🇸ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ማርኮ ሩብዮ ፈላማይ ናይ ወጻኢ ሃገር ምብጻሕ ናብ መትረብ ፓናማ የካይዱ ኣለው። ሩብዮ ምስ ኣመሓዳሪ’ቲ መትረብ ሪካርተ ቫስኩስ ሞራለስ ብምዃን ነቲ መትረብ በፂሖም ኣለው። ሩብዮ ነዚ ዑደት ዝገብር ዘሎ ፕረዚደንት ትራምፕ ነቲ 82-ኪ.ሜ ዝንውሓቱ መትረብ ኣመሪካ መሊሳ ክትቆፃጸሮ ከምትደሊ ምግላፆም ስግኣት ፈጢሩ ኣብ ዘሎ ሕጂ እዋን'ዩ።⤵️ https://tigrigna.voanews.com/a/secretary-of-state-visit-panama-canal/7961088.html?utm_medium=social-media&utm_campaign=usa-secretary-state-visit-panama-canal&utm_source=whatsapp. ዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD20
⌛️ 1

Comments