VOATigrigna
February 3, 2025 at 05:53 PM
🇪🇹ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፍልልያት ብምርድዳእ ክፍታሕ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ”ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንልሂቃን ትግራይ!” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ “ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ፍልልያት ብሰላምን ብምርድዳእን ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ብዘረጋግፅ መንገድን ክትውድኡ ይሓትት" ኢሎም።⤵️ዝያዳ ሓበሬታ ድምጺ ኣመሪካ ትግርኛ ኣብ ዋትስ ኣፕ ተኸታተሉ ⤵️https://whatsapp.com/channel/0029VaZu1cPHFxP2I6zxD20
⌛️
1