BBC News Tigrinya
34.5K subscribers
Verified ChannelAbout BBC News Tigrinya
ቢቢሲ ትግርኛ፡ ሓበሬታ ፖሊሲ ብሕትውና ኣብዚ ኣንብቡ https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c4gze7dy3d5o
Similar Channels
Swipe to see more
Posts
ኵሉ ሰብ ኣብ ገለ እዋን ህይወቱ ምስ ጥዕና ኣእምሮ ክቃለስ ባህርያዊ እዩ። ንጥዕና ኣካላትካ ንምምዛንን ጥዕናኻ ንምሕላውን ክትወስዶም እትኽእል ንኣሽቱ ስጕምትታት ግን ኣለዉ። 👇👇 https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cy4k1kklev5o?at_campaign=ws_whatsapp
መራሒ ሓይልታት ዳዕመ ሰሪዕ ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ሕሜቲ፡ ሰራዊቱ ኣብ ከባቢ ዞባ ኮሮፋን ዝተወሰነ ከባቢታት ድሕሪ ምቍጽጻሮም፡ ብ2 ሰነ ብመገዲ ተሌግራም ሓፈሻዊ መግለጺ ሂቡ። ንሱ ኣብቲ ኣብ ህሉው ኵነታት ኲናት ሱዳን ማእከል ገይሩ ሓያለ ኣርእስታት ዝተናኸፈ መግለጺኡ ኤርትራን መራሒኣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን ጠቒሱ። https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cdxvk164r6do?at_campaign=ws_whatsapp
ደራሲ ናይታ 'ብዮንድ ዘ ኔም፡ ሻርሊን ሩቶ ኤንድ ዘ ዩዝ ኣፕራይዚን' ዘርእስታ መጽሓፍ ዝዀነ ዌብስተር ኦቾራ፡ ብሰሉስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ነይሩ . . . 👇👇 https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c626edeky47o?at_campaign=ws_whatsapp
ምስ ቢቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለመሕትት ዝሃቦ መልሲ . . . 👇👇 https://www.bbc.com/tigrinya/articles/crljp07dwrpo?at_campaign=ws_whatsapp
ኣብ ቓዛ፡ ብሰንኪ ከቢድ ሕጽረት ምግቢ፡ ሓደ ካብ 10 ዕሸላት፡ ትሕቲ ክብደት ኰይኑ ወይ ኣብ ዘይመዓልቱ ከም ዝውለድ ሕቡራት ሃገራት ይገልጽ። ምንጻል ጥንሲ፡ ሞይቶም ዝውለዱ ህጻናትን ዝኣመሰሉ ዘይልሙድ ተርእዮታትን እውን ወሲኹ ኣሎ። https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c4g7vr5yp5no?at_campaign=ws_whatsapp
እዚ እገዳ ብፍሉይ ዘይምልከቶም ኣየኖት እዮም?👇👇 https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c0j72vzxwxjo?at_campaign=ws_whatsapp
እቲ ቀደም ኣይሁድ እንስሳታት ንመስዋእቲ ዝሓርድሉ ዝነበሩ ቦታ ኣብታ ጥንታዊ ከተማ ዮሩሳሌም ዝርከብ እምባ ኰይኑ ሕጂ ኣብቲ ቦታ ‘ኣል ኣቕሳ’ ዝተሰመየ መስጊድ’ዩ ተሃኒጽዎ ዘሎ። https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cx771xy937qo?at_campaign=ws_whatsapp
ዋላ'ኳ ሰባት ድሌት ጾታዊ ርክብ፡ ረስኒ ወሲብን ህርፋን ወሲብን ዝብሉ መግለጺታት ከም ሓደ ዝጥቀምሉ እንተዀነ፡ ብዛዕባኦም ዘሎ ምሉእ ርድኢት ግን ትሑት እዩ። 👇👇 https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cje7pnpkn32o?at_campaign=ws_whatsapp
ዶናልድ ትራምፕ ንሓደጋታት ሃገራዊ ድሕነት ብምጥቃስ፡ ካብ 12 ሃገራት ናብ ኣመሪካ ንዝገሹ እገዳ ከም ዘንበረ ዋይት ሃውስ ሓቢሩ። ሓንቲ ካብአን ከኣ ኤርትራ'ያ። 🇪🇷🇺🇸 https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cd62pg98vn9o?at_campaign=ws_whatsapp
ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘቕረቦ ሓድሽ ክሲን ወቐሳን. . .👇👇https://www.bbc.com/tigrinya/articles/clyg0d1kggdo