
BBC News Tigrinya
June 5, 2025 at 06:11 AM
ዶናልድ ትራምፕ ንሓደጋታት ሃገራዊ ድሕነት ብምጥቃስ፡ ካብ 12 ሃገራት ናብ ኣመሪካ ንዝገሹ እገዳ ከም ዘንበረ ዋይት ሃውስ ሓቢሩ። ሓንቲ ካብአን ከኣ ኤርትራ'ያ።
🇪🇷🇺🇸
https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cd62pg98vn9o?at_campaign=ws_whatsapp