Tigray Regional Health Bureau WhatsApp Channel

Tigray Regional Health Bureau

125 subscribers

About Tigray Regional Health Bureau

Get health related news, events, announcements, vacancies and more...

Similar Channels

Swipe to see more

Posts

Tigray Regional Health Bureau
Tigray Regional Health Bureau
2/1/2025, 2:34:04 PM

24 ጥሪ 2017 ዓ/ም፣ ሰሙናዊ ሓበሬታ ዝርገሐ ሕማም ዓሶ ፀብፃብ ዝተኣከበለን ወረዳታት=80 ኣብ ኣርባዕተ ሰሙናት, 2025 ጠቕላላ ዝሓመሙ=21,877 ኣብ ራብዓይ ሰሙን, 2025 ኣ.ኣ.ዝሓመሙ =4969 ምስ ዝሓለፈ 44 ሰሙን 2024 እንትነፃፀር ብ72% ቀኒሱ። ምስ ሕሉፍ ሳልሳይ ሰሙን 2025 እንትነፃፀር ብ 4% ቀኒሱ። .... ንዝበለፀ: https://www.facebook.com/share/p/1AtcBUGjAU/

Image
Tigray Regional Health Bureau
Tigray Regional Health Bureau
2/7/2025, 9:47:27 AM

ውድብ ጥዕና ዓለም ልዕሊ ሸሞንተ ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ኣልትራ ሳውንድን ፕሪንተርን ምስ ምሉእ ኣድለይቲ ናውቶም ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ብሓገዝ ሂቡ ። 30 ጥሪ 2017 ዓ/ም ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ንቢሮ ጥዕና ወኪሎም ዝተረከቡ ዶ/ር ቴዎድሮስ ጎበዛይ ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝዓነወ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ንምሕዋይ ኣብ ንሰርሖም ስራሕቲ ግንባር ቀደም ኮይኑ እናሓገዘና ይርከብ ኢሎም ። ሐዚ ድማ ግልጋሎት መጥባሕቲ ንዝጀመራ 13 ትካላት ጥዕና ዝነበረን ፀገም ኣልትራ ሳውንድን ፕሪተርን ዝፈትሕ ልዕሊ ሸሞንተ ሚልዮን ብር ዝወድአ ኣልትራ ሳውንድን ፕሪንተርን ምስ ሙሉእ ናውቱን በዚ ዕለት ውድብ ጥዕና ዓለም ንቢሮና ኣረኺቡ። ንዝርዝሩ: https://www.facebook.com/share/p/18mVPZkVje/ ቢሮ ጥዕና ትግራይ 30 ጥሪ 2017 ዓ/ም መቐለ

👍 1
Image
Link copied to clipboard!