
AL—IKHLAS ISLAMIC CENTER
47 subscribers
About AL—IKHLAS ISLAMIC CENTER
ቅድሚ ዘረባን ተግባርን ፍልጠት ይቅድም! ካብ ኣል-ኢኽላስ ኢስላሚክ ሴንተር ዕላማ =======…=======…======= ሙስሊም ሕብረተ-ሰብ ብኢስላማዊ ፍልጠት ብምህናፅ ቁርኣንን ሱናን ብናይ ሰለፉና ሷሊሒን ርዲኢት ብምሓዝ ካብ ቢድዓን ፍልስፍናን ዓርሱ ከርሕቅ ምግባር።
Similar Channels
Swipe to see more
Posts

⭐ ፉሉይ ናይ ረመዳን ኣቀባብላ ፕሮግራም❗ ኩቡር ሸህሩ ረመዳን ብምቅራቡ ምኽንያት ኣል-ኢኽላስ ኢስላሚክ ሴንተር ዝተፈላለዩ ዳዕዋታትን ምስ ረመዳን ዝተሓሓዙ ፈትዋታትን ኣዳልዩ ብኽብሪ ይዕድም! ✨ዝቀርቡ ፕሮግራማት✨ 1⃣📍 ፈታዋ ብዛዕባ ስያሙ ረመዳን 🎙ብዶክተር ሸይኽ ሙሓመድመኪን ሙሓመድ 2⃣📍ረመዳን ከመይ ንቀበሎ 🎙ብኡስታዝ ኣቡ ዩሱፍ ዓብደላህ 3⃣📍ረመዳን ናይ ቁርኣን ወርሒ 🎙ብኡስታዝ ኣቡ ዓብዱረሕማን ሙሓመድ 🗓 ፕሮግራሙ መፃኢ ሰንበት የካቲት/ 16/ 2017 ⏰ ሰዓት:- 3:00- 6:00 🕌 ቦታ:-መጅሊስ ኣዳራሽ ✅መዳለዊ ኣልኢኽላስ ኢስላሚክ ሴንተር https://t.me/alikhlasislamiccenter

السلام عليكم ورحمة الله وبركاته ⭐ብዛዕባ ረመዳን ደርሲ⭐ 📚ርእሲ ናይቲ ኪታብ:- أخطاء يقع فيها بعض الصائمين والصائمات 🎙ደርሲ ዝህቦ:- ኣቡ ዚክራ ረሽድ 🗓መዓልቲ :- ሰንበት👉 ሰሉስ👉 ሓሙስ ⏰ሰዓት ምሸት 2:30 ናይቲ ኪታብ PDF ንምርካብ https://t.me/alikhlasislamiccenter/1247 ✅ደርሱ ላይቭ ንምኽትታል 👇👇 https://t.me/alikhlasislamiccenter