
AL—IKHLAS ISLAMIC CENTER
February 16, 2025 at 06:26 AM
⭐ ፉሉይ ናይ ረመዳን ኣቀባብላ ፕሮግራም❗
ኩቡር ሸህሩ ረመዳን ብምቅራቡ ምኽንያት
ኣል-ኢኽላስ ኢስላሚክ ሴንተር ዝተፈላለዩ ዳዕዋታትን ምስ ረመዳን ዝተሓሓዙ ፈትዋታትን ኣዳልዩ ብኽብሪ ይዕድም!
✨ዝቀርቡ ፕሮግራማት✨
1⃣📍 ፈታዋ ብዛዕባ ስያሙ ረመዳን
🎙ብዶክተር ሸይኽ ሙሓመድመኪን ሙሓመድ
2⃣📍ረመዳን ከመይ ንቀበሎ
🎙ብኡስታዝ ኣቡ ዩሱፍ ዓብደላህ
3⃣📍ረመዳን ናይ ቁርኣን ወርሒ
🎙ብኡስታዝ ኣቡ ዓብዱረሕማን ሙሓመድ
🗓 ፕሮግራሙ መፃኢ ሰንበት የካቲት/ 16/ 2017
⏰ ሰዓት:- 3:00- 6:00
🕌 ቦታ:-መጅሊስ ኣዳራሽ
✅መዳለዊ ኣልኢኽላስ ኢስላሚክ ሴንተር
https://t.me/alikhlasislamiccenter