
BBC News Tigrinya
February 4, 2025 at 11:55 AM
እቶም ዕጡቓት ኣብ ምብራቓዊ ከባቢታት እታ ሃገር ንዝርከብ ግዝኣት ድሕሪ ምቍጽጻሮም እዮም ተዅሲ ደው ምባል ኣዊጆም ዘለዉ።
👉🏾👉🏾 https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cx24gvjvlreo?at_campaign=ws_whatsapp