
BBC News Tigrinya
February 5, 2025 at 11:01 AM
ኣብ 2004 ሓደ 'ኣፖፊስ' ዝተባህለ ዶንጐላ ጠፈር ኣብ 2029 ንመሬት ክሃርማ ዘለዎ ተኽእሎ 2.7 ሚእታዊት ምዃኑ ተገምጊሙ ነይሩ።
ጸኒሑ ግን እቲ ስግኣት ምሉእ ብምሉእ ተኣልዩ።እዚ ናይ ሕጂ'ኸ?
👇👇
https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cn0y83j7ppjo?at_campaign=ws_whatsapp