
BBC News Tigrinya
February 20, 2025 at 04:40 PM
ኬንያ፡ ተቓወምቲ ሓይልታት ሱዳን ኣብ ናይሮቢ ኣኼባ ከቃንዑ ብምፍቃዳ፡ ሕግታት ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ከም ዝጠሓሰት እቲ ብጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣል-ቡርሃን ዝምራሕ መንግስቲ ይኸስስ።
✅ https://bbc.in/3Qt1ouL