BBC News Tigrinya

BBC News Tigrinya

34.5K subscribers

Verified Channel
BBC News Tigrinya
BBC News Tigrinya
February 25, 2025 at 11:43 AM
ብመርከል ክልተ ሰለስተ ግዜ ስዕረት ዝጠዓመ መርዝ፡ ምሉእ ብምሉእ ካብ ባይቶ ወጺኡ ናብ ስራሕ ዓለም ኣቢሉ፡ ካብ ፖለቲካ ፈጺሙ ተረሲዑ፡ 'ኣኺሉዎ ናይ ትማሊ ሰብ' ተባሂሉ'ውን ነይሩ። መርዝ፡ ወግዓዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብራሪ (ፓይለት) ኰይኑ፡ ኣብ 2022 ኣብ መርዓ ብጻዩ ፖለቲከኛ ክርስቲያን ሊንድነር ንምስታፍ ብናይ ብሕቱ ነፋሪት ናብታ ሰሜን ጀርመን ትርከብ ውቅብቲ ደሴት ሲልት ብምኻዱ ነቐፌታት በፂሑዎ ነይሩ። https://bbc.in/3QzaN40 ↩️
👍 1

Comments