
BBC News Tigrinya
February 27, 2025 at 07:18 AM
ቅድሚ ሓደ ሰሙን ፕረዚደንት ኢትዮጵያ ነበር ሙላቱ ተሾመ፡ ኤርትራ ነቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ተፈጢሩ ዘሎ ምምቕቓል ብምምዝማዝ ምስ ገሊኦም ኰይና ሓድሽ ኲናት ክትውልዕ ትሓስብ ኣላ ክብል ከሲሱ ምንባሩ ይዝከር። ኣስመራ ብወገና "እቲ ደረቐኛ ክሲ፡ ንናይ ኲናት ድሌት [ኢትዮጵያ] ንምኽዋልን ንምምኽናይን ዝዓለመ'ዩ" ክትብል መልሲ ሂባትሉ ነይራ።
✅ https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c3374gp2gdzo?at_campaign=ws_whatsapp
😂
1