
BBC News Tigrinya
February 27, 2025 at 11:04 AM
ገጾም ምጽፋዕ፡ ኣጻብዕቶም ምንካስ፡ ንመንደቕ ብቴስታታ [ርእሲ] ምውቃዕ፡ ነጐዳ ዝመስል ጥራጥ፡ ናብ ገጽ ሰብ ፊን ዝብል ሽንቲ. . . እዚኦም ኵሎም ገለ ህጻናት ዝገብርዎም ነገራት እዮም። ኵላትና ድማ ካብ ማህጸን ኣደታትና እንከይወጻእና እንፍጽሞም ዘገርሙ ነገራት ኣለዉ።
🤰🏻🤰🏻👶
https://bbc.in/41JptEd ↩️
❤️
1