BBC News Tigrinya

BBC News Tigrinya

29.8K subscribers

Verified Channel
BBC News Tigrinya
BBC News Tigrinya
February 27, 2025 at 04:41 PM
እዚ ወርሒ እዚ ንኽርስትያንን ኣስላምን ቀንዲ ምጅማር ዓቢይ ጾም እዩ። ኣመንቲ ክርስትና ኣብዚ ሰሙን እዚ ጾም ክጅምሩ እንከለዉ፡ ኣመንቲ ኣስላም ድማ ብመሰረት እስላማዊ (ዑደት ወርሒ ዝኽተል) ዓውደ ኣዋርሕ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ክጅምሩ ትጽቢት ይግበር።ኣብዚ እዋን ኣመጋግባና እንታይ ክመስል ኣለዎ? 🥑🥗🍴🫖 https://bbc.in/4hVdZCX ↩️

Comments