BBC News Tigrinya

BBC News Tigrinya

29.8K subscribers

Verified Channel
BBC News Tigrinya
BBC News Tigrinya
February 28, 2025 at 02:28 PM
ወለዲ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት ዝዓበዩ ደቈም ኣብ መበቈል ዓዶም ከምዝጸንሑ ይገብሩ እዮም፤ ንዝተወሰነ ግዜ ክኸውን ይኽእል ወይ'ውን ንሓዋሩ። ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ወለዲ'ውን ብተመሳሳሊ ስክፍታ ውሉዳቶም ናብ ዓዶም ዝመልሱ ከምዘለዉ ቢቢሲ ዝረኸቦ ሓበሬታ የመልክት። ✅ https://bbc.in/4khOLQR

Comments