BBC News Tigrinya

BBC News Tigrinya

34.5K subscribers

Verified Channel
BBC News Tigrinya
BBC News Tigrinya
June 6, 2025 at 07:30 PM
ምኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ከም ፈረንሳ፡ ጀርመን፡ ሃገራት ባልቲክን ኖርዲክን፡ ፖላንድ፡ ግሪኽን ሃንጋሪን ዝኣመሰላ ሃገራት ድሮ 5 ሚእታዊት ወጻኢታት ክገብራ ቃል ከም ዝኣተዋ ገሊጹ . . .👇 https://www.bbc.com/tigrinya/articles/c4g78gg770zo?at_campaign=ws_whatsapp
❤️ 👍 2

Comments