
BBC News Tigrinya
June 10, 2025 at 09:16 AM
'ስምዒት ምንጻል ዳርጋ ጠፊኡ እዩ' ኣቶ ሙስጠፌ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝጸንሓሉ እዋን ምስ ቢቢሲ ሶማልያን ቢቢሲ ኣምሓርኛን ቃለ መሕትት ኣካይዱ።
ጋዜጠኛታት ቢቢሲ ብዛዕባ ህሉው ኵነታት እቲ ንሱ ዘመሓድሮ ክልል ሶማልያ፡ ኣብቲ ዓዲ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ማእሰርቲ፡ ከምኡ'ውን ተቓዋሚ ግንባር ሃገራዊ ሓርነት ኦጋዴን (ኦብነግ) ሓቲቶምዎ። ↪️↪️https://www.bbc.com/tigrinya/articles/cy4eze3rjedo?at_campaign=ws_whatsapp