BBC News Tigrinya

BBC News Tigrinya

34.5K subscribers

Verified Channel
BBC News Tigrinya
BBC News Tigrinya
June 20, 2025 at 07:02 AM
'ሲኦል' ክፍጠር እዩ - ኤራን ኣመሪካ ናብ መጥቃዕቲ እስራኤል ምጽንባራ "ንምሉእ እቲ ናብ ዞባ ሲኦል" ከም ዝቕይሮ ምኽትል ሚኒስተር ጕዳያት ወጻኢ ኢራን ንቢቢሲ ሓቢሩ። ↪️↪️https://bbc.in/3ZDsq7E?at_campaign=ws_whatsapp
😂 1

Comments